ዊኪፐድያ
(ካብ ዊኪፔዲያ ተሰጋጊሩ)
ዊኪፐድያ | ||
---|---|---|
![]() | ||
![]() መበገሲ ገጽ ዊኪፐድያ ብእንግሊዝኛ ብ19 ሓምለ 2020 | ||
ሓፈሻዊ ሓበሬታ | ||
ዓውዲ ኢንተርነት | https://www.wikipedia.org/ | |
ዓይነት |
MediaWiki website Wikimedia Foundation project online encyclopedia open content virtual place crowdsourced project self-depicting entity academic discipline specialty field of study | |
መበቆል ሃገር | ኣመሪካ | |
ንግዳዊ | ኣይኮነን | |
ምዝገባ | ኣማራጽያዊ | |
ዝርከቡ ቋንቋታት | 321 ቋንቋታት | |
ብትግርኛ | እወ | |
ሶፍትዌር | MediaWiki | |
ፍቓድ |
GNU Free Documentation License Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 Unported Creative Commons Attribution-ShareAlike 4.0 International | |
እዋናዊ ኩነት | ኣብ ቀጻሊ ምዕባለ | |
ምምሕዳር | ||
ኣማዕባሊ |
Jimmy Wales Larry Sanger Wikimedia community | |
ወናኒ |
Wikimedia Foundation Jimmy Wales | |
ኣስራሒ |
Wikimedia Foundation Equinix | |
መወንጨፊ | 15 ጥሪ 2001 | |
ስታቲስቲክስ | ||
ዝተመዝገቡ ተጠቀምቲ |
> 300 765 ንጡፋት ተጠቀምትን > 81 997 155 ዝተመዝገቡ ተጠቀምትን | |
እቶት | ወፈያታት ካብ ዊኪሜድያ | |
መድረኽ | LAMP | |
ዊኪፐድያ ናጻ፣ ሕብረ ልሳናውን ብሓባራዊ መንገዲ ዝተመዓራረየን ኢንሳይክሎፐድያ (መዘገበ ፍልጠት) እዩ። ኣብ መርበብ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ ንምፍጣር ፕሮጀክት እዩ። ኩሉ ሰብ ፍልጠቱ ኣብ ዝኾነ ኣርእስቲ ብኩሉ ሰብኣዊ ጥበብ ማዕከን ዳታ ንምፍጣር ከበርክት ይኽእል እዩ።
ብ15 ጥሪ 2001 ብጂሚ ዌልስን ላሪ ሳንገርን እዩ ተፈጢሩ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ኢንተርነት ዝዓበየን ህቡብን መወከሲ ስራሕ እዩ።