ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኢሳይያስ ኣፈወርቂ»

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
Content deleted Content added
No edit summary
No edit summary
መፈለጥታReverted
መስመር 1፦ መስመር 1፦
{{ሓበሬታ ስልጣን
{{ሓበሬታ ሰብ
| ምስሊ = Isaias Afwerki (2023-05-31).jpg
| ስም = ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
| መጠን = 220px
| እግረዋይ ምስሊ = ኢሳይያስ ኣብ 2023
| ኣርማ = Coat of arms of Eritrea (or-argent-azur).svg
| ስልጣን = [[ዝርዝር ፕረዚደንታት ኤርትራ|ቅዋማዊ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ]]
| በዓልቲ ቤት = [[ሳባ ሃይለ]]
| ቆልዑ = 3
| ሰልፊ = [[ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን]]
| ዜግነት = ኤርትራዊ
| ፊርማ = Isaias Afwerki's Signature.svg
}}
}}



Revision as of 21:34, 28 ሰነ 2023

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ2022

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ወይ ድማ ኣፍወርቂ ወይ ኣፈዎርቂ፣ (ኣስመራኤርትራ፤ 2 ለካቲት 1946)፣ ካብ 1991 ብተግባር ፕረዚደንት ኤርትራ ኤርትራዊ ፖለቲከኛ እዩ።

ናይ ኤርትራ ኮይኑ ተመሪጹ።

"ርእሰ መላኪ" ዚብል ማዕርግ ተዋሂብዎ ዘሎ ፕረዚደንት፥ ኣብ ስልጣን ንልዕሊ 25 ዓመታት ብዘይ ዝኮነ ናይ ህዝባዊ ወይ ባይቶዊ ምርጫ ን ኤርትራ ይመርሓ ይርከብ። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ፥ ዝኮነ ናይ ቑመባዊ ዕብየት ከተርኢ ኣይከኣለትን ዘላ። አምበሺ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ትጉተት ኣላ። ዘይዉሱን ሃገራዊ ኣገልግሎት፥ ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ፥ ናይ ምንቕስቃስ (ኣብ ውሽቲ ሃገር ኮነ ካብ ሃገር ወጻኢ) ናጽነት፥ ናይ ወፍሪ ናጽነት ፥ ናይ ጋዘጤናንነት ናጽነት፥ ናይ ሃይማኖት ናጽነት፥ ናይ ምምራጽን ተማራጽነት ናጽነት ዝከልከለ ዝንቡዕ ፖሊሲ ኢሰይያስ - ን ነብሱ 'ዲክታቶር' ን ኤርትራ ከኣ 'ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ' ዝብል ሳጓ ኣሰኪሙዋ ይርከብ።

ሚኒስተር ዩናይትድ ስቴትስ ምስ ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት።