ቺሌ
መልክዕ
(ካብ «Chile» ተሰጋጊሩ)
| ሪፓብሊክ ቺሌ República de Chile | ||||
|---|---|---|---|---|
| ||||
|
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Por la razón o la fuerza («ብምኽንያት ወይ ብሓይሊ») | ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ Himno nacional de Chile | ||||
| ርእሰ ከተማ |
ሳንትያጎ 33°26′15″ደ 70°39′00″ምዕ / -33.4375, -70.65 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
| ዜግነት ህዝቢ | ቺሌኣዊ/ -ት | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ | |||
| • ፕረዚደንት | ገብርኤል ቦሪክ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | National Congress of Chile | |||
| ናጽነት • ኣዊጁ • ኣፍልጦ ረኺቡ |
ካብ ስጳኛ 12 ለካቲት 1818 24 ሚያዝያ 1844 | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 756,096.3 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2022) | 18,430,408 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ፔሶ | |||
| ዞባ ግዜ | UTC-4ን -6ን | |||
| • ኣብ ክረምቲ | UTC-3ን -5ን | |||
| ኮድ ኣይሶ | 152 / CHL / CL | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .cl | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | CHI | |||
ቺሌ (ብስጳንኛ፦ Chile)፣ ብወግዒ ሪፓብሊክ ቺሌ (ብስጳንኛ፦ República de Chile)፣ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ናይ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ሳንትያጎ እያ።
