ዊኪፐድያ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ ዊኪፐድያ:About ተሰጋጊሩ)
ዊኪፐድያ

መበገሲ ገጽ ዊኪፐድያ ብእንግሊዝኛ ብ19 ሓምለ 2020
ሓፈሻዊ ሓበሬታ
ዓውዲ ኢንተርነት https://www.wikipedia.org/
ዓይነት online encyclopedia
MediaWiki website
Wikimedia Foundation project
open content
crowdsourced project
self-depicting entity
specialty
user-generated content platform
መበቆል ሃገር ኣመሪካ
ንግዳዊ ኣይኮነን
ምዝገባ ኣማራጽያዊ
ዝርከቡ ቋንቋታት 321 ቋንቋታት
ትግርኛ እወ
ሶፍትዌር MediaWiki
ፍቓድ GNU Free Documentation License
Creative Commons Attribution-ShareAlike 3.0 Unported
Creative Commons Attribution-ShareAlike 4.0 International
እዋናዊ ኩነት ኣብ ቀጻሊ ምዕባለ
ምምሕዳር
ኣማዕባሊ Jimmy Wales
Larry Sanger
Wikimedia community
ወናኒ Wikimedia Foundation
Jimmy Wales
ኣስራሒ Wikimedia Foundation
Equinix
መወንጨፊ 15 ጥሪ 2001
ስታቲስቲክስ
ዝተመዝገቡ ተጠቀምቲ > 300 765 ንጡፋት ተጠቀምትን
> 81 997 155 ዝተመዝገቡ ተጠቀምትን
እቶት ወፈያታት ካብ ዊኪሜድያ
መድረኽ LAMP

ዊኪፐድያ ናጻ፣ ሕብረ ልሳናውን ብሓባራዊ መንገዲ ዝተመዓራረየን ኢንሳይክሎፐድያ (መዘገበ ፍልጠት) እዩ። ኣብ መርበብ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ ንምፍጣር ፕሮጀክት እዩ። ኩሉ ሰብ ፍልጠቱ ኣብ ዝኾነ ኣርእስቲ ብኩሉ ሰብኣዊ ጥበብ ማዕከን ዳታ ንምፍጣር ከበርክት ይኽእል እዩ።

ብ15 ጥሪ 2001 ብጂሚ ዌልስላሪ ሳንገርን እዩ ተፈጢሩ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ኢንተርነት ዝዓበየን ህቡብን መወከሲ ስራሕ እዩ።