ስጳኛ

(ካብ ስፔን ተሰጋጊሩ)
ስጳኛ
ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገር


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖ«Plus ultra»
ሃገራዊ መዝሙርMarcha Real

ርእሰ ከተማ ማድሪድ
40°25′01″ሰ 3°42′12″ምዕ / 40.416944444444, -3.7033333333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ስጳኛዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፓርላማዊ ንግስና
ሓጋጊ ኣካል Cortes Generales ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 47,329,981 ተቐመጥቲ
ባጤራ ዩሮ (€)
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ +34
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ESP ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ስጳኛ (ብስጳንኛEspaña)፣ ወግዓዊ ንግስነት ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ Reino de España)፣ ኣብ ኤውሮጳ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማማድሪድ እያ።

ፖርቱጋልፈረንሳሞሮኮን ድማ ተከቢባ ትርከብ።

ሽሕ ሰባት ኮይኖም። ባንዴራ ስጳኛ ካብ ክልተ ሕብርታት ትርከብ፣ ቀይሕን ብጫን።