ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ቬኔዝዌላ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ «ቨነዝወላ» ተሰጋጊሩ)
ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ
República Bolivariana de Venezuela
ኣባል ሃገር ሕብረት ሃገራት ደቡብ ኣመሪካ


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖ፦ Dios y Federación
(«ኣምላኽን ፈደረሽንን»)
ሃገራዊ መዝሙርGloria al Bravo Pueblo

ርእሰ ከተማ ካራካስ

10°30′22″ሰ 66°54′52″ምዕ / 10.506111111111, -66.914444444444 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ቬኔዝዌላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
  ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ህዋን ጓይዶ
(ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ)
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ቬኔዝዌላ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ካብ ስጳኛ
 • ካብ ዓባይ ኮሎምብያ

5 ሓምለ 1811
13 ጥሪ 1830
ስፍሓት  
  ጠቕላላ 916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
 ግምት (2022) 28,866,000 ተቐመጥቲ
ባጤራ ቦሊቫር (VES)
ዞባ ግዜ UTC -4
ኮድ ኣይሶ 862 / VEN / VE
ዓውዲ ኢንተርነት .ve
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ VEN ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ቬኔዝዌላ (ስጳንኛVenezuela)፣ ብወግዒ ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ (ስጳንኛRepública Bolivariana de Venezuela)፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማካራካስ እያ።

916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ ስፍሓት መሬት ኣለዋ።

እቲ ሕጂ ቬኔዝዌላ ተባሂሉ ዝፍለጥ ግዝኣት ኣብ መንጎ ተቓውሞ ኣመሪንዳውያን ህዝብታት ብስጳኛ ብ1522 እያ ተገዚኣ።