ኲናት ናጽነት ኤርትራ
(ካብ ኤርትራ ኲናት ናይ ናጽነት ተሰጋጊሩ)
ናብ ዳህሳስ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
ኲናት ናጽነት ኤርትራ | ||||
---|---|---|---|---|
ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ክፋል ናይ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ | ||||
![]() ካርታ ኤርትራ ኣብ እዋን ኲናት። | ||||
ዕለት |
1 መስከረም 1961 – 24 ግንቦት 1991 (31 ዓመታት) | |||
ቦታ | ኤርትራ | |||
ውጽኢት |
ዓወት ኤርትራውያን (1991)። ህዝባዊ ምርጫ ኣብ 1993። | |||
ግዝኣታዊ ለውጥታት |
ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ናጽነት ትረክብ (1994)። ኢትዮጵያ ናብ ባሕሪ ክትበጽሖ ምኽኣላ ትስእን። | |||
ተዋጋእቲ ሃገራት/ጉጅለታት | ||||
| ||||
ኣዘዝቲ | ||||
| ||||
ኣብ ውግእ ዝርከቡ ሓይልታት | ||||
| ||||
ጉድኣት | ||||
|
ኲናት ናጽነት ኤርትራ (1 መስከረም 1961 – 24 ግንቦት 1991) ብመንግስቲ ኢትዮጵያን ተገንጸልቲ ሓይልታት ኤርትራን፣ ቅድሚ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያን ኣብ እዋንን ዝተኻየደ ግጭት እዩ ነይሩ።