ኤኳዶር
መልክዕ
| ኤኳዶር | ||||
|---|---|---|---|---|
| ||||
|
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Dios, Patria y Libertad («ኣምላኽ፣ ዓደቦን ናጽነትን») | ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ ¡Salve, oh patria! | ||||
| ርእሰ ከተማ |
Quito 0°13′12″ደ 78°30′45″ምዕ / -0.22, -78.5125 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | ሃገራዊ ባይቶ | |||
| ናጽነት • ምእዋጅ • ካብ ስጳኛ • ካብ ዓባይ ኮሎምብያ |
10 ነሓሰ 1809 24 ግንቦት 1822 13 ግንቦት 1830 | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2020) | 17589674 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ኣመሪካዊ ዶላር ($) | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | ECU | |||
ኤኳዶር (ብስጳንኛ፦ Ecuador)፣ ወግዓዊ ሪፓብሊክ ኤኳዶር (ብስጳንኛ፦ República del Ecuador)፣ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ናይ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሲ ከተማ ኪቶ እያ።