ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ኮሎምብያ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ኮሎምብያ




ሃገራዊ ጭርሖ፦ Libertad y orden
ሃገራዊ መዝሙር¡Oh Gloria Inmarcesible!

ርእሰ ከተማ ቦጎታ

4°36′35″ሰ 74°04′54″ምዕ / 4.60971, -74.08175 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ኮሎምብያዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
ሓጋጊ ኣካል ጉባኤ ሪፓብሊክ ኮሎምብያ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ምእዋጅ
 • ምቕባል
ካብ ስጳኛ
20 ሓምለ 1810 (215 ዓመታት)
7 ነሓሰ 1819 (206 ዓመታት)
ስፍሓት  
  ጠቕላላ 1,141,748 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
 ግምት (2021) 51,049,498 ተቐመጥቲ
ባጤራ ፔሶ ($) (COP)
ዞባ ግዜ UTC –5
ዓውዲ ኢንተርነት .co
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ COL ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኮሎምብያ (ስጳንኛColombia)፣ ወግዓዊት ሪፓብሊክ ኮሎምብያ (ስጳንኛRepública de Colombia)፣ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ምስ ባሕሪ ካሪበያ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማቦጎታ እያ።