ፓራጓይ
መልክዕ
| ፓራጓይ | ||||
|---|---|---|---|---|
| ||||
|
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Paz y justicia («ሰላምን ፍትሒን») | ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ Himno nacional del Paraguay | ||||
| ርእሰ ከተማ |
Asunción 25°16′48″ደ 57°38′04″ምዕ / -25.28, -57.634444444444 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋታት | ስጳንኛን ጓራኒን | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | ጉባኤ | |||
| ናጽነት • ብተግባር • ምእዋጅ • ምቕባል |
ካብ ስጳኛ 14 ግንቦት 1811 25 ሕዳር 1842 10 መስከረም 1880 | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2020) | 7191685 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ጓራኒ (₲) | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | PAR | |||
ፓራጓይ (ብስጳንኛ፦ Paraguay)፣ ወግዓዊ ሪፓብሊክ ፓራጓይ (ብስጳንኛ፦ República del Paraguay፤ ብጓራኒ፦ Tetã Paraguái)፣ ኣብ ማእከላይ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሲ ከተማ ኣሱንስዮን እያ።