ኤኳዶር

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ኤኳዶር


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖDios, Patria y Libertad
(«ኣምላኽ፣ ዓደቦን ናጽነትን»)
ሃገራዊ መዝሙር¡Salve, oh patria!

ርእሰ ከተማ Quito
0°13′12″ደ 78°30′45″ምዕ / -0.22, -78.5125 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
ሓጋጊ ኣካል National Assembly ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ምእዋጅ
 • ካብ ስጳኛ
 • ካብ ዓባይ ኮሎምብያ

10 ነሓሰ 1809
24 ግንቦት 1822
13 ግንቦት 1830
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 17589674 ተቐመጥቲ
ባጤራ ኣመሪካዊ ዶላር ($)
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ECU ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኤኳዶር (ብስጳንኛEcuador)፣ ወግዓዊ ሪፓብሊክ ኤኳዶር (ብስጳንኛ፦ República del Ecuador)፣ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ናይ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሲ ከተማ ኪቶ እያ።