ፓራጓይ
Appearance
ፓራጓይ | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Paz y justicia («ሰላምን ፍትሒን») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Himno nacional del Paraguay | ||||
ርእሰ ከተማ |
Asunción 25°18′00″ደ 57°38′00″ምዕ / -25.3, -57.633333333333 | |||
ወግዓዊ ቋንቋታት | ስጳንኛን ጓራኒን | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል | Congress of Paraguay | |||
ናጽነት • ብተግባር • ምእዋጅ • ምቕባል |
ካብ ስጳኛ 14 ግንቦት 1811 25 ሕዳር 1842 10 መስከረም 1880 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 7191685 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ጓራኒ (₲) | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | PAR | |||
ፓራጓይ (ብስጳንኛ፦ Paraguay)፣ ወግዓዊ ሪፓብሊክ ፓራጓይ (ብስጳንኛ፦ República del Paraguay፤ ብጓራኒ፦ Tetã Paraguái)፣ ኣብ ማእከላይ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሲ ከተማ ኣሱንስዮን እያ።