ዊኪፐድያ:Current featured article

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ናይ ጉግል ኣርማ

ጉግል ሓ.ዝ.ኩ (ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ኩባንያ) (ብእንግሊዝኛ፦ Google LLC)፣ ናይ ኣመሪካ ሕብረ-ሃገራዊ ኣልፋበት ዋና ህዝባዊ ኩባንያ እዩ። ናይ ንሱ ምውሕላል ካብ ኢንተርነትሶፍትዌር፣ ኤለክትሮናውያን መሳርሒታትን ካልኦት ተክኖሎጂታትን ዝተራኪቦም ምህርትታትን ኣገልግሎታትን እዩ። ናይ ጉግል ዋና ምህርቲ ተመሳሳሊ ስም ዘሎ ናይ ኢንተርነት ትሕዝቶ መድለይ ማሺን እዩ፣ ምንም እንቋዕ ከም ጉግል ድራይቭ (Google Drive) ናይ ቤት-ጽሕፈት ኣቕሑ ናውቲ፣ ኢሜይል ጂሜይል (Gmail) ተባሂሉ፣ ጉግል ካርታታት (Google Maps)፣ ጉግል ኤርዝ (Google Earth)፣ ናይ ዩቱብ (YouTube) ቪድዮታት መርበብ ሓበሬታ ድማ ከም ጉግል መጻሕፍቲ (Google Books)፣ ጉግል ዜናን (Google News) ጉግል ትርጉምን (Google Translate) ከም ካልኦት ምህርትታትን ኣገልግሎታትን ዝህብ እንተኾነ'ውን።