ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ፖላንድ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
Rzeczpospolita Polska

ርፑብሊክ ፖላንድ
(ባንዴራ)
(ኣርማ)
ኣገደስቲ ሓበሬታ
ብዝሒ ተቀመጥቲ 38,478,602 (2015)
ርእሲ ከተማ ዋርሳው
ቋንቋ ሃገር ፖሊሽ
ስፍሓት ሃገር 312,696 km2
ክፍለ ሃገር ኤውሮጳ
መስመር .pl
ኮድ ስልኪ +48

ርፒብሊክ ፖላንድ(ፖሊሽ: Polska) ሓንቲ ኣዝያ ዓባይ ሃገር ናይ ኤውሮጳ ኮይና፣ ኣስታት 39.000.000

ሚልዮን ሰባት ይቅመጥዋ።ርእሲ ከተማ ናይ ፖላንድ, ዋርሳው ትበሃል. ፖላንድ ብ7 ሃገራት ተከቢባ ትርከብ። ንሳተን ድማ፥ ጀርመን፣ ትየቼ፣ ስሎዋክ፣ ሩስያሊታወንዩክረይንቤላሩስን እየን። ቋንቋ ሃገር ናይ ፖላንድ።

ፖሊሽ እዮ. ስፍሓት መሬት ናይ ፖላንድ ድማ 312,696 ስለ ዝኾነ ድማ፣ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ናይ ኤውሮጳ እያ። ካብ 2025 ጀሚሩ እታ ሃገር ብወራር ሩስያ ኣብ ሓደጋ ትርከብ [1]

ከምኡውን ርአ፤

[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]
  1. Poland withdraws from treaty banning antipersonnel mines and will use them to defend against Russia