ዴቪድ ዉዳርድ
Appearance
ዴቪድ ዉዳርድ (ኣደማምጻ፦ /David Woodard/ ( ስማዕ); 6 ኣፕሪል 1964 ኣብ ሳንታ ባርባራ ካሊፎርንያ ውሽጢ ዝተወለደ) ኣመሪካዊ መሪሕነት ኦርኬስትራን ጸሓፊ ድሕረ ዘመናዊ ታሪኽን ኮይኑ፣ ከምኡ’ውን ናይ ፍሉጣት ባዕዳዊ ገዛእቲ ስድራቤታት ኣሜሪካ ዘርኢ ኣለዎ።[1][2]
ዉዳርድ ኣብ ፓራጓይ ምስ ንማዕርነት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ትቓለስን(ፌሚኒስት)/ኣብ ኣመጋግባ ተዋጽኦ ስጋን ጸባን ዘይኮኑ ምግብታት ትነጥፍን ኑዌቫ ጀርመንያ እትበሃል ግለ ሰብ ብዝሰርሖ ስራሕ እውን ይፍለጥ። ኣብታ ምስ ስዊዘርላንዳዊ ጸሓፊ ልብ-ወለድ ክርስቲያን ክራክት ብሓባር ብምኻን ብቋንቋ ጀርመን ዝተጻሕፈት Five Years ዘርእስታ መጽሓፉ፣ገለ ኣብቲ ቦታ ዝተሰርሐ ሰብኣዊ ስራሕ ትገልጽ።[3]
- ↑ ካርፔንተር ሱዛን፣ "In Concert at a Killer's Death"፣ ሎስ ኣንጀለስ ታይምስ፡ 9 መይ 2001።
- ↑ ጄኮብ ኤፕስታይን፣ "Rebuilding a Home in the Jungle"፣ ሳንፍራንሲስኮ ክሮኒክል፡ 13 ማርች 2005።
- ↑ ክርስቲያን ክራክት & ዴቪድ ዉዳርድ Five Years (ሃኖቨር፡ ዌርሃን ቨርላግ፡ 2011)።
- ዊኪሚድያ ኮመንስ ምስ ዴቪድ ዉዳርድ ዝተኣሳሰሩ ሚድያታት ኣለዉዎ።
- ዴቪድ ዉዳርድ ኣብ ዊኪኮትስ (ቋንቋ እንግሊዝኛ)
- WorldCat: 174755630
- GND: 1014196620
- ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ