ኣፍሪቃ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ኣፍሪቃ
ዜግነት ህዝቢ፦ ኣፍሪቃዊ/ -ት
ኤስያኣንታርክቲካኤውሮጳኣመሪካኦሽያንያኣመሪካግብጺቱኒዝያሊብያኣልጀርያሞሮኮማውሪታንያሰነጋልጋምብያጊኒ-ቢሳውጊኒሴራ ልዮንላይበርያኣይቮሪ ኮስትጋናቶጎበኒንናይጀርያኢኳቶርያል ጊኒካሜሩንጋቦንሪፓብሊክ ኮንጎኣንጎላደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎናሚብያደቡብ ኣፍሪቃሌሶቶስዋዚላንድሞዛምቢክታንዛንያኬንያሶማልያጅቡቲኤርትራሱዳንሩዋንዳኡጋንዳቡሩንዲዛምብያማላዊዚምባብዌቦትስዋናኢትዮጵያደቡብ ሱዳንሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃጫድኒጀርማሊቡርኪና ፋሶማዳጋስካር
ስፍሓት 30,370,000 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 1,359,665,300[1] ተቐመጥቲ
• ጻዕቂ 36.4 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ.
ሃገራት
ኣፍልጦ ዘይረኸባ ሃገራት
ዞባዊ ቋንቋታት ዝርዝር ቋንቋታት
ዞባ ግዜ UTC-1 ክሳዕ UTC+4
ዞባዊ ውድባት ኣፍሪቃዊ ሕብረት

ኣፍሪቃ ድሕሪ ኤስያኣመሪካን፣ ሳልሰይቲ ዝዓበየት ክፍለ ዓለም እያ።

ምስሊ ሳተላይት

ዝርዝር ሃገራትን ግዝኣታትን[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ልኡላውያን ሃገራት[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ኣፍሪቃ ኣብ ካርታ ዓለም
ባንዴራ ኣርማ ስም/ወግዓዊ ስም ተመስሪታ ስፍሓት
(ትርብዒት ኪ.ሜ.)
ብዝሒ ህዝቢ ተቐማጥቲ
ትርብዒት ኪ.ሜ.
ርእሰ ከተማ ወግዓዊ
ቋንቋ(ታት)
1 ባንዴራ ሊብያ ሊብያ
ሃገረ ሊብያ
1947 1,759,540 6,541,948 3,1 ትሪፖሊ ዓረብኛ/በርበር
2 ባንዴራ ላይበርያ ላይበርያ
ሪፓብሊክ ላይበርያ
1847 111,369 4,299,944 39 ሞንሮቭያ እንግሊዝኛ
3 ባንዴራ ሌሶቶ ሌሶቶ
ንግስነት ሌሶቶ
1966 301355 1,953,070 73 ማሰሩ እንግሊዝኛ/ሴሶቶ
4 ባንዴራ ማሊ ማሊ
ሪፓብሊክ ማሊ
1960 1,240,192 17,467,108 14 ባማኮ ፈረንሳይኛ
5 ባንዴራ ማላዊ ማላዊ
ሪፓብሊክ ማላዊ
1964 118,484 18,570,321 117,5 ሊሎንግወ እንግሊዝኛ/ቺቸዋ
6 ባንዴራ ማውሪሸስ ማውሪሸስ
ሪፓብሊክ ማውሪሸስ
1968 2040 1,348,242 652,5 ፖርት ልዊስ ማውሪሸሳዊ ክርዮል (ብተግባር)
7 ባንዴራ ማውሪታንያ ማውሪታንያ
እስላማዊት ሪፓብሊክ ማውሪታንያ
1960 1,030,700 3,677,293 3,2 ንዋክሾት ዓረብኛ/ፈረንሳይኛ
8 ባንዴራ ማዳጋስካር ማዳጋስካር
ሪፓብሊክ ማዳጋስካር
1960 587,041 24,430,325 31 ኣንታናናሪቮ ማላጋስኛ/ፈረንሳይኛ
9 ባንዴራ ሞሮኮ ሞሮኮ
ንግስነት ሞሮኮ
1956 446,550 33,655,786 73,1 ራባት ዓረብኛ/በርበር
10 ባንዴራ ሞዛምቢክ ሞዛምቢክ
ሪፓብሊክ ሞዛምቢክ
1975 799,380 25,930,150 24,2 ማፑቶ ፖርቱጊዝኛ
11 ባንዴራ ሩዋንዳ ሩዋንዳ
ሪፓብሊክ ሩዋንዳ
1962 26,338 12,988,423 419,8 ኪጋሊ ኪኛሩዋንዳ/ፈረንሳይኛ/
እንግሊዝኛ
12 ባንዴራ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ 1960 622,984 5,507,257 5,8 ባንጊ ሳንጎ/ፈረንሳይኛ
13 ባንዴራ ሪፓብሊክ ኮንጎ ሪፓብሊክ ኮንጎ 1960 342,000 4,852,412 10,5 ብራዛቪል ፈረንሳይኛ
14 ባንዴራ ሰነጋል ሰነጋል
ሪፓብሊክ ሰነጋል
1960 196,722 14,320,055 63,7 ዳካር ፈረንሳይኛ
15 ባንዴራ ሱዳን ሱዳን
ሪፓብሊክ ሱዳን
1956 1,861,484 36,729,501 17,7 ካርቱም ዓረብኛ/እንግሊዝኛ
16 ባንዴራ ሲሸልስ ሲሸልስ
ሪፓብሊክ ሲሸልስ
1976 455 93,186 180 ቪክቶርያ ሲሸልሳዊ ክርዮል/ፈረንሳይኛ/
እንግሊዝኛ
17 ባንዴራ ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን
ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን
1975 964 197,541 170 ሳኦ ቶመ ፖርቱጊዝኛ
18 ባንዴራ ሴራ ልዮን ሴራ ልዮን
ሪፓብሊክ ሴራ ልዮን
1961 71,740 6,018,888 82 ፍሪታውን እንግሊዝኛ
19 ባንዴራ ስዋዚላንድ ስዋዚላንድ
ንግስነት ስዋዚላንድ
1968 17,364 1,451,428 58,6 ምባባነ ስዋዚ/እንግሊዝኛ
20 ባንዴራ ሶማልያ ሶማልያ
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ
1960 637,657 10,817,354 13 ሞቓድሾ ሶማልኛ/ዓረብኛ
21 ባንዴራ ቤኒን በኒን
ሪፓብሊክ በኒን
1960 112,622 10,741,458 94,8 ፖርቶ ኖቮ ፈረንሳይኛ
22 ባንዴራ ቡርኪና ፋሶ ቡርኪና ፋሶ 1960 274,200 19,512,533 64,1 ዋጋዱጉ ፈረንሳይኛ
23 ባንዴራ ብሩንዲ ብሩንዲ
ሪፓብሊክ ብሩንዲ
1962 110,910 11,099,298 388,6 ጊተጋ ኪሩንዲ/ፈረንሳይኛ
24 ባንዴራ ቦትስዋና ቦትስዋና
ሪፓብሊክ ቦትስዋና
1966 581,730 2,209,208 2.7 ጋቦሮነ ጽዋና/እንግሊዝኛ
25 ባንዴራ ቱኒዝያ ቱኒዝያ
ሪፓብሊክ ቱኒዝያ
1956 163,610 11,134,588 61 ቱኒስ ዓረብኛ
26 ባንዴራ ታንዛንያ ታንዛንያ
ሕቡር ሪፓብሊክ ታንዛንያ
1964 947,300 52,482,726 39 ዶዶማ ስዋሂሊ/እንግሊዝኛ
27 ባንዴራ ቶጎ ቶጎ
ቶጎኣዊት ሪፓብሊክ
1960 56,785 7,756,937 93 ሎመ ፈረንሳይኛ
28 ባንዴራ ኒጀር ኒጀር
ሪፓብሊክ ኒጀር
1960 1,267,000 18,638,600 8.4 ንያመይ ፈረንሳይኛ
29 ባንዴራ ናሚብያ ናሚብያ
ሪፓብሊክ ናሚብያ
1960 824,292 2,436,469 2,5 ዊንድሆክ እንግሊዝኛ
30 ባንዴራ ናይጀርያ ናይጀርያ
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ናይጀርያ
1960 923,768 186,053,386 201,3 ኣቡጃ እንግሊዝኛ
31 ባንዴራ ኡጋንዳ ኡጋንዳ
ሪፓብሊክ ኡጋንዳ
1962 241,038 38,319,241 144 ካምፓላ እንግሊዝኛ/ስዋሂሊ
32 ባንዴራ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ
ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ
980 ቅ.ክ. 1,104,300 102,374,044 81,5 ኣዲስ ኣበባ ኣምሓርኛ
33 ባንዴራ ኢኳቶርያል ጊኒ ኢኳቶርያል ጊኒ
ሪፓብሊክ ኢኳቶርያል ጊኒ
1968 28,051 759,451 43,5 ማላቦ ስጳንኛ/ፈረንሳይኛ/
ፖርቱጊዝኛ
34 ባንዴራ ኣልጀርያ ኣልጀርያ
ህዝባዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኣልጀርያ
1962 2,381,741 40,263,711 14,6 ኣልጀርስ ዓረብኛ/በርበር
35 ባንዴራ ኣንጎላ ኣንጎላ
ሪፓብሊክ ኣንጎላ
1975 1,246,702 20,172,332 19,4 ሉዋንዳ ፖርቱጊዝኛ
36 ባንዴራ ኣይቮሪ ኮስት ኣይቮሪ ኮስት
ሪፓብሊክ ኣይቮሪ ኮስት
1960 322,463 23,740,424 70.8 ያሙሱክሮ ፈረንሳይኛ
37 ባንዴራ ኤርትራ ኤርትራ
ሃገረ ኤርትራ
1993 117,600 5,869,869 37 ኣስመራ ትግርኛ/ዓረብኛ
38 ባንዴራ ካሜሩን ካሜሩን
ሪፓብሊክ ካሜሩን
1960 475,440 24,360,803 34 ያውንደ ፈረንሳይኛ/እንግሊዝኛ
39 ባንዴራ ኬንያ ኬንያ
ሪፓብሊክ ኬንያ
1963 580,367 46,790,758 53 ናይሮቢ ስዋሂሊ/እንግሊዝኛ
40 ባንዴራ ኬፕ ቨርደ ኬፕ ቨርደ
ሪፓብሊክ ኬፕ ቨርደ
1975 4033 553,432 101 ፕራያ ፖርቱጊዝኛ
41 ባንዴራ ኮሞሮስ ኮሞሮስ
ሕብረት ኮሞሮስ
1975 2235 794,678 324 ሞሮኒ ኮሞርኛ/ዓረብኛ/
ፈረንሳይኛ
42 ባንዴራ ዚምባብዌ ዚምባብዌ
ሪፓብሊክ ዚምባብዌ
1980 390,757 14,546,961 32 ሃራረ እንግሊዝኛ/ሾና
43 ባንዴራ ዛምብያ ዛምብያ
ሪፓብሊክ ዛምብያ
1964 752,618 15,510,711 17,2 ሉሳካ እንግሊዝኛ
44 ባንዴራ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ 1960 2,344,858 81,331,050 30.5 ኪንሻሳ ፈረንሳይኛ
45 ባንዴራ ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን
ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን
2011 644,329 12,530,717 13,3 ጁባ እንግሊዝኛ
46 ባንዴራ ደቡብ ኣፍሪቃ ደቡብ ኣፍሪቃ
ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ
1931 1,219,090 54,300,704 40.4 ፕረቶርያ
ኬፕ ታውን
ብሉምፎንታይን
ኣፍሪካንስ/እንግሊዝኛ/
ቋንቋታት ደቡብ ኣፍሪቃ
47 ባንዴራ ጅቡቲ ጅቡቲ
ሪፓብሊክ ጅቡቲ
1977 23,200 846,687 37,6 ከተማ ጅቡቲ ፈረንሳይኛ/ዓረብኛ
48 ባንዴራ ጊኒ ጊኒ
ሪፓብሊክ ጊኒ
1958 245,857 12,093,349 38,5 ኮናክሪ ፈረንሳይኛ
49 ባንዴራ ጊኒ-ቢሳው ጊኒ-ቢሳው
ሪፓብሊክ ጊኒ-ቢሳው
1974 36,125 1,759,159 50 ቢሳው ፖርቱጊዝኛ
50 ባንዴራ ጋምብያ ጋምብያ
ሪፓብሊክ ጋምብያ
1965 11,300 2,009,648 132 ባንጁል እንግሊዝኛ
51 ባንዴራ ጋቦን ጋቦን
ጋቦናዊት ሪፓብሊክ
1960 267,667 1,738,541 6 ሊብረቪል ፈረንሳይኛ
52 ባንዴራ ጋና ጋና
ሪፓብሊክ ጋና
1957 238,533 26,908,262 102 ኣክራ እንግሊዝኛ
53 ባንዴራ ግብጺ ግብጺ
ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ
1922 1,001,450 94,666,993 87.9 ካይሮ ዓረብኛ
54 ባንዴራ ጫድ ጫድ
ሪፓብሊክ ጫድ
1960 1,284,000 11,852,462 8,7 ንጃመና ዓረብኛ/ፈረንሳይኛ
ጠቕላላ 45,435,700 1,187,009,422 2,61

መወከሲታት[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

  1. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).