ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»
Content deleted Content added
improvements |
ንእ fixes |
||
መስመር 23፦ | መስመር 23፦ | ||
| ዕለታት_መሰረት = ካብ [[ኢትዮጵያ]] <br />24 ግንቦት 1991<br />24 ግንቦት 1993 |
| ዕለታት_መሰረት = ካብ [[ኢትዮጵያ]] <br />24 ግንቦት 1991<br />24 ግንቦት 1993 |
||
| ዜግነት_ህዝቢ = ኤርትራዊ/ -ት |
| ዜግነት_ህዝቢ = ኤርትራዊ/ -ት |
||
| ሰፊሕ_መሬት = |
| ሰፊሕ_መሬት = 117,600 |
||
| ሰፊሕ_መሬት_ቦታ = 99 |
| ሰፊሕ_መሬት_ቦታ = 99 |
||
| ሰፊሕ_ማይ = 0,14 |
| ሰፊሕ_ማይ = 0,14 |
||
| ብዝሒ_ህዝቢ = |
| ብዝሒ_ህዝቢ = 6,081,196 |
||
| ብዝሒ_ህዝቢ_ዓመት = 2020 |
| ብዝሒ_ህዝቢ_ዓመት = 2020 |
||
| ባጤራ = [[ኤርትራዊ ናቕፋ|ናቕፋ]] ([[ኣይሶ 4217|ERN]]) |
| ባጤራ = [[ኤርትራዊ ናቕፋ|ናቕፋ]] ([[ኣይሶ 4217|ERN]]) |
Revision as of 13:48, 12 ጥሪ 2021
ኤርትራ | ||||
---|---|---|---|---|
ናይ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኣባል ሃገር | ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ ዓወት ንሓፋሽ | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ | ||||
ርእሰ ከተማ |
ኣስመራ 15°20′00″ሰ 38°55′00″ምብ / 15.333333333333, 38.916666666667 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ዋላ'ኳ[1] (ናይ ስራሕ ቋንቋታት ርኣይ) | |||
• ሃገራዊ ቋንቋታት |
ትግርኛ ቤጃ ትግረ ኩናማ ሳሆ ብሊን ናራ ዓፋር | |||
ቋንቋታት ስራሕ |
ትግርኛ ዓረብኛ እንግሊዝኛ[2] | |||
ካልእ ቋንቋ | ኢጣልያንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ኤርትራዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ኣሃዱኣዊ ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ሰልፊ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ሃገራዊ ባይቶ | |||
ናጽነት |
ካብ ኢትዮጵያ 24 ግንቦት 1991 24 ግንቦት 1993 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 6,081,196 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ናቕፋ (ERN) | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +291 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | ERI | |||
ኤርትራ፣ ወግዓዊት ሃገረ ኤርትራ፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜን-ምብራቕ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡብ-ምብራቕ ምስ ጂቡቲ ትዳወብ።
ርእሰ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣስመራ ትበሃል። ኣብ ዞባ ማእከል ድማ ትርከብ።
ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።
ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ይዝረብ።
ምምሕዳራዊ ክፍላት
ኤርትራ ብሽድሽተ ምምሕዳራዊ ዞባታት ዝተመቕላ'ያ።
ዞባ | ሰፊሕ መሬት (ትርብዒት ኪ.ሜ.) | ብዝሒ ህዝቢ | ርእሰ ከተማ |
---|---|---|---|
ማእከል | 1,300 | 1,053,254 | ኣስመራ |
ዓንሰባ | 23,200 | 893,587 | ከረን |
ጋሽ ባርካ | 33,200 | 1,103,742 | ባረንቱ |
ደቡብ | 8,000 | 1,476,765 | መንደፈራ |
ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ | 27,800 | 897,454 | ምጽዋዕ |
ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ | 27,600 | 398,073 | ዓሰብ |
ስነ ህዝቢ
ሃይማኖት
ኤርትራ 2 ዓይነታት ሃይማኖት ኣለዋ፣ ንሳተን ድማ፣ ምስልምናን ክርስትናን እየን።
መወከሲታት
- ↑ https://web.archive.org/web/20110503234856/http://www.shaebia.org/constitution.html#CHAP1_
- ↑ http://www.shabait.com/about-eritrea/eritrea-at-a-glance/49-eritrea-at-a-glance
- ↑ Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).